Fana: At a Speed of Life!

ሩሲያ ኣቑሑ ንእትፅዕን ነፋሪት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብክልል ኣየር ሳይቤሪያ ንክትበርር ፍቓድ ሂባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣቑሑ ንእትፅዕን ነፋሪት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብክልል ኣየር ሳይቤሪያ ንክትበርር ፍቓድ ከምዝሃበት ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ሩሲያ ገሊፁ።

ሰብ መዚ መገዲ ኣየር ክልቲአን ሃገራት ብመሰረት ዝገበርዎ ስምምዕነት እቲ በረራ ከምዝተፈቐደ ተሓቢሩ።

ብመሰረት እዚ ኣቑሑ ንእትፅዕን ነፋሪት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ክልል ኣየር ሳይቤሪያ ዝሓቶ መዐቀኒ ብምምላእ እቲ ክልል ኣየር ምጥቃም ከምእትኽእል ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.