Fana: At a Speed of Life!

ራብዓይ ዓመት ሓምለዋይ ኣሰር ምኽንያት ብምግባር ኣብ መላእ ሃገር ምድላው ኳዕቲ ጉድጓድ ተገይሩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ራብዓይ ዓመት ሓምለዋይ ኣሰር ምኽንያት ብምግባር ኣብ መላእ ሃገር ምድላው ኳዕቲ ጉድጓድ ከምዝተገበረ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ፥ ሓምለዋይ ኣሰር 2014 ዓ.ም ንኽጅመር ከምዝቐረበ ኣብሪሆም።

ምስ እዚ ተተሓሒዙ ድማ ነቲ መርሃ ግብሪ ዝኸውን ምድላው ኳዕቲ ጉድጓድ እናተገበረ ከምዝፀንሐ ኣፍሊጦም።

ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት ልዕሊ 6 ቢሊየን ፈልሲ ንምትካል ምድላው ከምዝተገበረ ሚኒስትር ዲኤታ ሕርሻ ፕሮፌሰር ኢያሱ ኤልያስ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.