Fana: At a Speed of Life!

ርእሰ ምምሕዳር ሽመልስ ኣብዲሳ ናብ ጅግጅጋ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ከተማ ጅግጅጋ ኣቲዩ።

ርእሰ ምምሕዳር ሽመልስ ኣብዲሳን ልኡኾምን ኣብ ጅግጅጋ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ ኣቀባብላ ገይሮምሎም።

ኣይተ ሽመልስ ኣብ ፃንሒቶም፥ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ዘህነፆ ዘበናዊ ቤት ትምህርቲ ክምርቑ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ካብ ኮሙኒኬሽን ክልል ሶማሌ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.