Fana: At a Speed of Life!

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ዘቕረቡዎም ሕፁያት ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ዘቕረቡዎም ሕፁያት ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ።

ብመሰረት እዚ፦

1 በየነ ባራሳ ምክትል ርዕሰ ምምሕዳርን ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲን እቲ ክልል

  1. ኣይተ መስፍን ቃሬ ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ሃፍቲ ተፈጥሮን እቲ ክልል

3.ዶ/ር ሰላማዊት መንገሻ ሓላፊ ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል

  1. ኣይተ ኣራርሶ ገረሙ ሓላፊ ቢሮ ፋይናንስ እቲ ክልል
  2. ኣይተ ማቶ ማሩ ዋና ዓቃቤ ሕጊ

6.ሃይሉ ጉዱራ ሓላፊ በዓል መዚ እቶት እቲ ክልል

7.ብርሃኑ ላታሞ ሓላፊ ቢሮ ልምዓት መገዲን ትራንስፖርትን እቲ ክልል

  1. ኣሻግሬ ጀምበሩ ሓላፊ ቢሮ ንግዲን ኢንዱስትሪን እቲ ክልል

9.ፍስሃ ፍቻላ ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን እቲ ክልል

10.ውብሸት ፀጋዬ ሓላፊት ቢሮ ማይ፣ መዓድንን ኢነርጂን እቲ ክልል

11ኣይ ጀጎ ኣገኘው ሓላፊ ቢሮ ባህሊ፣ ቱሪዝምን ስፖርትን እቲ ክልል

12.ወ/ሮ ሃገሬፅዮን ኣበበ ሓላፊት ቢሮ ልምዓት ክእለትን ኢንተርፕራይዘዝን እቲ ክልል

  1. ሓጋዚ ፕሮፌሰር ፍቓዱ ጳውሎስ ሓላፊ ቢሮ ፐብሊክ ሰርቪስን ልምዓትን ሃፍቲ ሰብን እቲ ክልል
  2. ወ/ሮ መዓዛ መንግስቱ ሓላፊ ቢሮ ፕላንን ልምዓትን እቲ ክልል

15.ተክሉ ጆምባ ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ሃፍቲ እንስሳ እቲ ክልል

  1. ኣይተ ኣለማየሁ ጢሞቴዎስ ሓላፊ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል ኮይኖም ዝተሸሙ እንትኾኑ፥

ሓላፊ ቢሮ ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣብ ቀፃሊ ዝረአን ናብቲ ቤት ምኽሪ ከምዝቐርብን ተሓቢሩ።

ብብርሃኑ በጋሻውን ታመነ ኣረጋን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.