Fana: At a Speed of Life!

ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ናይ ዒድ ኣልፈጥር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ርእሳነ ምምሕዳር ዝተፈላለያ ክልላት ንመላእ ሰዓብቲ እምነት እስልምና ንመበል 1 ሺሕን 442 በዓል ዒድ ኣልፈጥር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።

“እቲ በዓል እንትነኽበር ናይ ምትሕግጋዝን ሓቢርካ ናይ ምንባርን ክብሪታት ብዝበለፀ ነክምዕብል፣ ናይ ምትሕግጋዝን ምክብባርን መንፈስ ብዝበለፀ ንክጉልብት ብምስራሕ ክኸውን ኣለዎ” ኢሎም።

የእምነቱ ምሰሶ የሆነውን የተቸገሩትን መርዳትና መደገፍ እንዲሁም ለሐቅና ለእውነት መቆምን ይበልጥ ማሳደግ እንደሚገባም አጽንኦት ሰጥተዋል፡፡

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ እርስቱ ይርዳ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ህዝበ ሙስሊም ኣብ ዝሓለፉ 30 መዓልታት ብፆምን ፀሎትን ምሕላፉ ሓቢሮም።

ወርሒ ሮሞዳን ካብ ፈጣሪ ምሕረት ዝልመነሉ፣ ምትሕግጋዝ ዝጥንክረሉን ሰናይ ተግባራት ዝፍፀመሉን ወርሒ ከምዝኾነ ተዛሪቦም።

ኣብቲ ወርሒ ዝተርኣዩ እወንታዊ ተግባራት ኣብ ቀፃሊ ተጠናኺሮም ንክቕፅሉ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

ህዝበ ሙስሊም እቲ በዓል እንተኽብር፥ ቫይረስ ኮሮና ብምሕሳብን ብምጥንቃቕን ንክኸውን ፃውዒት ኣቕሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.