Fana: At a Speed of Life!

ሰሜን ኮሪያ ተወሰኽቲ ባላስቲክ ሚሳኤላት ኣወንጪፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ተወሰኽቲ ሓፂር ርሕቀት ባላስቲክ ሚሳኤላት ሎሚ መዓልቲ ኣወንጪፋ።

ኣሜሪካ ተዋጋእቲ ወተሃደራታን ኣፅዋር ኲናት ዝስከም መርከባን ኣብ ኣብ ልሳነ ምድሪ ኮሪያ መውፋራ ስዒቡ ኢዩ ተወሳኽቲ ሓፂር ርሕቀት ባላስቲክ ሚሳኤላት ዘወንጨፈት ተባሂሉ።

ብተወሳኺ ኣመኜሪካን ደቡብ ኮሪያን ኣብዚ ሰሙን ዝገበርኡ ወተሃደራዊ ልምምድ ዝተውሃበ ምላሽ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ብመሰረት እዚ ሰሜን ኮሪካ ኣብ ውሽጢ 12 መዓልታት ዘወንጨፈቶም ባለስቲክ ሚሳኤላት ቁፅሮም ሽዱሽተ ከምዝበፅሐ ፕረስ ቲቪ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.