Fana: At a Speed of Life!

ሰሜን ኮሪያ ናብ ክልል ባሕሪ ጃፓን ሚሳኤል ከምዘወንጨፈት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ናብ ክልል ባሕሪ ጃፓን ሚሳኤል ከምዘወንጨፈት ተገሊፁ።

ወተደራዊ ሰብ መዚ ጃፓን ከምዝበልዎ፥ ካብ ፒዮንግያንግ ናብ ሸነኽ ደቡባዊ ኣንፈት ናብ እትርከብ ክልል ህዋንግሄ ዝተወንጨፈ ሚሳኤል ተወንጨፍቲ ሓፂር ርሕቐት ሚሳኤላት ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

ፒዮንግያንግ ዘወንጨፈቶ ሚሳኤሉ ከባቢ ነዚ ተግባር እንትውዕል ፈላማይ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

እቶም ሚሳኤላት ንሕድሕዶም ኣብቲ ክልል ባሕሪ ጃፓን 350 ኪሎ ሜትሮ ርሕቀት ምጓዓዞም ዩንሃፕ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.