Fana: At a Speed of Life!

ሰሜን ኮርያ ፈተነ ነዊሕ ርሕቐት ባላስቲክ ሚሳኤል ኣካይዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮርያ ንመብዛትትኡ ከባቢታት ጃፓን ክወቅዕ ዝኽእል ፈተነ ነዊሕ ርሕቐት ክሩዝ ሚሳይል ከምዘካየደት ተገሊፁ።

ኣብቲ ቀዳመ ሰንበት ዝተኻየደ ፈተነ፥ ኣስታት 1 ሺሕን 500 ኪሎ ሜትር ዝጎዓዙ ሚሳይላት ተራእዮም እዮም ተባሂሉ።

እቲ ፈተነ ንውሳነ ቤት ምኽሪ ፀጥታ ዘይጠሓሰ ኮይኑ፥ ቅድሚ ሕዚ ዘካየደቶም ፈተነታት ግን ኣደዳ ከበድቲ ማዕቀባት ከምዝገበርዋ ኢዩ ዝግለፅ።

ስምምዕ ባይቶ ፀጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፈተነ ባላስቲክ ሚሳኤል ኣይኽልክልን።

ፍልፍል፦ቢቢሲ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.