Fana: At a Speed of Life!

ሰራሕተኛታት ፋና ኤፍኤም 94.0 ንወፍሪ ህልውና  ድጋፍ ገይሮም  

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ፋና ኤፍኤም 94.0 ኣብ ወፍሪ ህልውና  ብምስላፍ ደም ንዘድሊዮም ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፍሉይ ሓይሊን ደም ለጊሶም።

ሃገር ንምኽባር ኣብ ግንባር ዝቃለሱን ህይወት ዝኸፍሉ ዘለዉን ኣባላት ሰራዊት ደም ብምልጋሶም ሕጉሳት ከምዝኾኑ ድማ እቶም ሰራሕተኛታት ተዛሪቦም።

ብተወሳኺ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንምሃብ ከምዝወሰኑ ተዛሪቦም።

ኣብ ቀፃሊ ንቤተሰብ እቶም ኣብ ወፍሪ ዘለዉን ብምኽኒያት እቲ ኲናት ንዝተፈናቐሉን ዝገብርዎ ድጋፍ ከምዝቕፅሉ ሓቢሮም።

ብኣበበ የሸዋልዑል

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.