Fana: At a Speed of Life!

ሰራዊት ሱዳን ኣብ ጅዳ ዝግበር ዝነበረ ድርድር ከምዘቋረፆ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ሱዳን ኣብ ጅዳ ዝግበር ዝነበረ ድርድር ደው ምባል ተኲሲ ከምዘቋረፆ  ዲፕሎማቲክ ፍልፍላት ሱዳን ገሊፀን።

ኣብ ሱዳን ብሰንኪ ዘጋጠመ ጎንፂ ልዕሊ 100 ሺሕ ሱዳናዊያን ከምዝተመዛበሉ ኣልጀዚራ ፀብፂቡ።

ጦሩ የአሁኑን ድርድር በይደር ከማቋረጡ በፊት ሁለት ጊዜ አጫጭር የተኩስ አቁም ሥምምነት ተደርሶ መጣሱ ይታወቃል፡፡

ኣብ መንጎ ተፃባእቲ ሓይሊታት ሱዳን ቅድመ ሐዚ ከልተ ሓፀርቲ ስምምዓት ደው ምባል ተዂሲ ምክያዶም ይዝከር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.