Fana: At a Speed of Life!

ሴናተር ኣሜሪካ ጂም ኢንሆፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሴናተር ግዝኣት ኦክላሆማ ፓርቲ ሪፐብሊካን ኣሜሪካ ጅም ኢንሆፍ ገሊፆም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣቀባብላ ዝገበርሎም እንትኾኑ፤ “ፈታዊ ኢትዮጵያ ዝኾኑ ሴናተር ዩናይትድ ስቴትስ ጂም ኢንሆፍ ናብ ካልአይቲ ቤቶም ዝኾነት ኢትዮጵያ እንኳዕ ደሓን መፅኡ” ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም ፅሒፎም።

ሴናተር ግዝኣት ኦክላሆማ ፓርቲ ሪፐብሊካን ኣሜሪካ ጅም ኢንሆፍ፥ ምምሕዳር ጆ ባይደን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘንበሮ እገዳ ቪዛ ከምዝተቓወሙ ይዝከር።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ሴናተር ጂም ኢንሆፍን ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምድራኽ ክዛተዩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.