Fana: At a Speed of Life!

ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)8ይ ዓመት 3ይ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ።

ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢን ፕሬስን እቲ ቤት ምኽሪ ኣይተ ኣዲስ ኣለም እንቻለው እቲ ጉባኤ ኣመልኪቶም መግለፂ ሂቦም፡፡

ኣብ መግለፂኦም ድማ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘካይዶ ጉባኤ መጠቓለሊ ፀብፃብ እቲ በጀት ዓመት ዝምልከት ክዝቲ ኢዩ።

ፀብፃብ ኦዲት እቲ ምምሕዳር እውን ናብቲ ቤት ምኽሪ ከምዝቐርብን ሰፊሕ ልዝብ ከምዝግበርን እውን እቶም ሓላፊ ምግላፆም ኤኤምኤን ፀብፂቡ፡፡

እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ተዛቲዩ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ኣብ መግለፂኦም ኣብሪሆም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.