Fana: At a Speed of Life!

ስራሕቲ ልምዓት ኣብ ዝተተለመሎም እዋን ንክዛዘሙ ኣድላዪ ደገፍ ንምግባር ድልዋት ኢና-ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ከፍለ ከተማ ጨርቂስ ዘለዉ ፕሮጀክትታት 60 መዓልታት ዑደት ገይረን።

እተን ከንቲባ፥ ዓውዲታት ኣገልግሎት፣ ፅባቐ እታ ከተማን ስራሕቲ ሕርሻ ከተማን ዘለውዎ ብርኪ ርእየን።

ኣብቲ ዑደት፥ ኣብዝሓ ስራሕቲ ብዝተተለመሎም እዋን ይፍፀሙ ከምዘለዉ ገሊፀን።

ምምሕዳር እታ ከተማ፥ ስራሕቲ ልምዓት ኣብ ዝተተለመሎም እዋን ንክዛዘሙ ኣድላዪ ደገፍ ንምግባር ድልው ከምዝኾነ ከንቲባ ኣዳነች ኣብሪሀን።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.