Fana: At a Speed of Life!

ስርዓተ ቀብሪ ኣርቲስት ማዲንጎ ኣፈወርቅ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓተ ቀብሪ ኣርቲስት ማዲንጎ ኣፈወርቅ ኣብ መንበረ ፀባኦት ቅድስተ ስላሴ ካቴድራል ተፈፂሙ።

ቅድሚ እቲ ሰርዓተ ቀብሪ፥ ስድራ እቲ ኣርቲስት፣ ፈተውቱ፣ ላዕለዎት ሰብ መዚ መንግስቲን ኣድነቕቱን ኣብ ዝተረኸሉ ምፍናውን ስንብትን ኣስከሬን ተገይሩ።

ኣርቲስት ማዲንጎ ኣፈወርቅ 17 መስከረም 2015 ዓ.ም ህይወቱ ምሕላፉ ይዝከር።

ማዲንጎ አፈወርቅ የአንዲት ሴት ልጅ አባት ነበር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.