Fana: At a Speed of Life!

ስርዓት ምምሕዳር መረዳእታ ኣባይቲ ኣብ ትሽዓተ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ክትግበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ምምሕዳር መረዳእታ ኣባይቲ ኣብ ትሽዓተ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ክትግበር ኢዩ።

ምስ ምምሕዳርን ኣተሓሕዛን መረዳእታ ኣባይቲ ብዝዛመድ ዝረኣዩ ክፍተታት ንምሙላእ ዓብዪ ኣስተዋፅኦ ከምዝህልዎ ዝተኣመነሉ ትግበራ ሶፍትዌር ስርዓት ምምሕዳር መረዳእታ ኣባይቲ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸባ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒ÷ ኣብ ኣተሓሕዛ መረዳእታ ኣባይቲ ዝረኣዩ ቅርታታት ኣብ ምፍታሕ  እቲ ስርዓት ረብሓ ከመዝህልዎ ተዛሪበን።

ነዚ ድማ ዘመናዊ ስርዓት መረዳእታ ንምትግባር ዘኽአል ሶፍት ዌር ከምዝተሰናደአ ተዛሪበን።

ብመሰረት እዚ ካብ ትሽዓተ ከተማታት እቲ ክልል ንዝተውፃእፅኡ ኣመራርሓን ፈፀምቲን መብርሂ ከምዝተውሃበ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.