Fana: At a Speed of Life!

ስርዓት ንግዲ ብምዝማን ፍርያትን ፍርያታውነትን ንምድንፋዕ ዘኽእል ስርዓት ምዝርጋሕ ከምዘድሊ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ንግዲ ብምዝማን ፍርያትን ፍርያታውነትን ንምድንፋዕ ዘኽእል ስርዓት ምዝርጋሕ ከምዘድሊ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ገሊፁ።

ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ኣይተ እንዳለው መኮንን ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዳይሬክተር ኮንፈረንስ ልምዓት ንግዲ ዲቪዥን ኣፍሪካ ምስ ዝኾኑ ፖል አኪውሚን ፍሉይ ፕሮግራማትን ኣብ ቤት ፅሕተፈቶም ተቐቢሎም ተዛቲዮም።

እቶም ሓለፍቲ ስራሕ፥ ፍርያትን ፍርያታውነትን ንምድንፋዕን ሃገራዊ ናይ ምፍራይ ዓቕሚን ንምፍላጥ ዘኽእል ስርዓት ኣብ ምዝርጋሕ ከም ሃገር ምስራሕ ብዛዕባ ዝግበኦም ዓበይቲ ተግባራት ከምዝተዛተዩ ተገሊፁ፡፡

ስርዓት ንግዲ ብምዝማን ምስቲ ዘበን ዝኸይድ ስርዓት ንግዲ ንምዝርጋሕ ክስርሑ ብዛዕባ ዝግበኦም ጉዳያት ብስፍሓት ከምዝተዛተዩ ካብቲ ሚስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.