Fana: At a Speed of Life!

ስርዓት ኣወሃህባ ልቓሕ ወድዓዊ ኩነታት ተሓሳቢ ብምግባር ተመዓራሪዩ – ሚኒስቴር ገንዘብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ካብ ዝነበሮ ፀገም ተመሓይሹ ለውጢ ምምፃእ ከምዝጀመረ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ገሊፆም።

ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣፈፃፅማ ስራሕ ቀዳማይ ርብዒ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ግምገማ ተኻይዱ፡፡

ኣብቲ መድረኽ ዘተ ድማ እቲ ባንኪ ኣትራፊ ኮይኑ ከምዝቐፀለ፣ ጥዑይ ዘይኮነ መጠን ልቓሕ እናነከየ ከምዝርከብን ብመንፅር ትልሚ እንትረአ ብልቓሕ ዝተኣከበ ገንዘብ ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ከምዘርአየ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ተዛሪቦም፡፡

ሞዴል ቢዝነስ እቲ ባንኪ ንምምዕርራይን ስርዓት ኣወሃህባ ልቓሕ ወድዓዊ ኩነታት እታ ሃገር ተሓሳቢ ዝገበረ ምስትኽኻል ከምዝገበረን ጥዕና ፋይናንስ እቲ ባንኪ እናተመሓየሸ ምምፅኡን ምግላፆም ብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.