Fana: At a Speed of Life!

ስዊድንን ፊንላንድን ናብ ኔቶ ንምሕዋስ ብፅሑፍ ስሩዕ ሕቶ ኣቕሪበን

ኣዲስ ኣበባ፣10 ግንቦት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስዊድንን ፊንላንድን ናብ ኔቶ ንምሕዋስ ብፅሑፍ ስሩዕ ሕቶ ኣቕሪበን።

እተን ሃገራት ሕቶአን ናብ ዋና ፀሓፊ ጀንስ ስቶልተንበርግ ብዕሊ ዘቕረባ እንትኾና፥ እቶም ዋና ፀሓፊ እቲ ደብዳበ ንዘቕረቡ ዲፕሎማታት አመስጊኖም።

ናይተን ሃገራት ውሳና ንምስፋሕ እቲ ትካል ዓብዪ ዓቕሚ ከመዝኾነ አወነ ተዛሪቦም።

ተርኪ ቅድም ክብል ክልቲአን ሃገራት “ግብረራዕዲታት ዘተኣናገዳ፥ ተርኪ ዘግለለ ሰርዓት ንግዲ ኣካይደን “ብምባል ዝኸሰሰት እንትትኮን፥ እተን ሃገራት ኣባል ኔቶ ንምዃን ዘቕረብኡ ሕቶ ብዕሊ ተቓዊማ ኢያ።

በፍላይ እተን ሃገራት መንግስቲ ተርኪ ገብረ ራዕዲ ንዝበሎ ዕጡቕ ኩርዲ ኣየውገዛን፣ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 2019 ዕድጊት መሳርሒ ኲናት ተርኪ ብዝምልከት ማዕቐብ ኣንቢረን ኢየን  ክትበል ክልቲአን ሃገራት ኮኒና ከብል ኣርቲ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.