Fana: At a Speed of Life!

ሶማሊያ ንኣልሸባብ ኣብ ምድኻም ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ዝገበሮ ኣስተዋፅኦ ዕዙዝ ከምዝኾነ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበበ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንልሸባብ ኣብ ምድኻምን ምጥፋእን ግደ ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ  ዕዙዝ ከምዝኾነ ዋና ኣዛዚ መበል 34  ብርጌድ ብሔራዊ ሰራዊት ሶማሊያ ጄኔራል ዓሊ መሓመድ ገሊፆም፡፡

ጄኔራል ዓሊ መሓመድ ምስ ኣመራርሓን ኣባላት ሰራዊትን 7ይ ሞተራይዝድ ሻለቃ ኣኽባሪ ሰላም ኢትዮጵያ ኣብ እዋናዊ ጉዳያ ፀፅታ ኣድሂቦም ተዛቲዮም፡፡

እቶም ጄነራል እቲ ዓቃቢ ሰላም ኣብ ሶማሊያ ሰላም ንኸዓስል እናገበሮ ንዝርከብ ልኡኽቶ ምኽባር ሰላም ናእደኦም ምግላፆም ካብ ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.