Fana: At a Speed of Life!

ሺ ጂንፒንግ ቻይና ንሰላምን ምርግጋዕን ዓለም ምስ ሰሜን ኮሪያ ብምውዳድ ንምስራሕ ቁርፀኛ ከምዝኾነት ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ፥ ሃገሮም ንሰላምን ምርግጋዕን ዓለም ምስ ሰሜን ኮሪያ ብምውዳድ ንምስራሕ ቁርፀኛ ከምዝኾነት ገሊፆም

ሰሜን ኮሪያ ሓያሎ ቁፅሪ ዘለዎም ሚሳኤላት ምውንጫፋ ስዒቡ ንመራሒ እታ ሃገር ኪም ጆንግ ኡን መልእኽቶም ኣመሓላሊፎም።

ኣብ መልእኽቶም፥ ቻይና ንሰላምን ምርግጋዕን ዓለም ምስ ሰሜን ኮሪያ ብምውዳድ ንምስራሕ ቁርፀኛ ከምዝኾነት ገሊፆም።

ፕሬዚዳንት ሺ ጂንፒንግ ጎኒ ንጎኒ ኣኼባ ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 ምስ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ፒዮንግያንግ ካብ ፃሕታሪ ተግባራ ንክትቁጠብ እምነቶም ከምዝኾነ ምዝራቦም ኣልጀዚራ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.