Fana: At a Speed of Life!

ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ሰገናት ኢትዮጵያ ኣብ ሓምለዋይ ስተዲየም ኣሰላ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሻምፒዮና ሰገናት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ሓምለዋይ ስተዲየም ኣሰላ ምክያድ ጀሚሩ።

እቲ ደቂ 15፣ 16፣ 17 ዓመት ሰገናት ዝሳተፉሉ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ፥ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 25 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም ንተኸታተልቲ ሽዱሽተ መዓልታት ክፀንሕ ኢዩ።

ውርወራ ዲስክ ደቂ ኣነስትዮ፣ ውርወራ ኣሎሎ ደቂ ተባዕትዮ ከምኡ እውን ፍፃመ ውድድር ጉያ 400ን 800ን ሜትሮ ክልቲኡ ፆታ ሎሚ መዓልቲ ትፅቢት ዝግበረሎም ውድድራት ምዃኖም ካብ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.