Fana: At a Speed of Life!

ሽልማት ኖቤል ኬሚስትሪ 2021 ክልተ ሳይንቲስቶት ብሓባር ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዊድን ስቶኮልም “ሳይንስ ኣካዳሚ ሮያል” ዝተሳለጠ ጉባኤ ሽልማት ኖቤል 2021 ዘፈር ኬሚስትሪ ጀርመናዊ ሳይንቲስት ቤንጃሚን ሊስትን ኣሜሪካዊ ዴቪድ ማክሚላን ብሓባር ከምዝተዓወቱ ተገሊፁ።

ኮሚቴ ኖቤል ከምዝገለፆ፥ እቶም ሳይንቲስታት ኣብ ውሽጢ ፋርማሲ ብዝግበሩ መፅናዕቲታት ንህንፀት ሞሎኪዩል ይውዕል ዝነበረ “ኦርጋኖ ካታሊሲስ” ዝተብሃለ ልክዕነቱ ልዑል ዝኾነ ሓዱሽ ቁስ ብምምዕባሎም ኢዩ፡፡

ክልቲኦም ሳይንቲስታት ዕድሚኦም 53 ዓመት እንትኸውን፥ ንሽልማት ዝቐረበሎም 1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዶላር ንክልቲኦም ከምዝካፈሉዎ ተሓቢሩ፡፡

ፍልፍል፦ ሲጂቲኤን ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.