Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማዊት እመቤት ወ/ሮ ዝናሽ ታያቸው ናብ ጅግጅጋ ኣምሪሐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ወ/ሮ ዝናሽ ታያቸው ናብ ጅግጅጋ ኣምሪሐን።

ወይዘሮ ዝናሽ ታያቸው ናብ ጅግጅጋ እንትኣትዋ ምክትል ርዕሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሙስጠፌ መሃመድን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መነገስቲን ኣቀባበላ ገይረሙለን።

እተን ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብ20 ሚሊየን ብር ወፃኢ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ካልኣይ በርኪ ቤት ትምህርቲ ንክህናፅ እምነ ኩርናዕ ምንባረን የዝከር።

እቲ ቤት ትምህርቲ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዝተዛዘመ እንትኸውን፥ ቀዳማዊት እመቤት ወ/ሮ ዝናሽ ታያቸው ሎሚ መዓልቲ መሪቐን ክኸፍትኡ ኢየን ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እዚ ድማ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.