Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው በዓል ፋሲካ ምኽንያት ብምግባር ን100 ዓይነስውራት መኣዲ ኣካፊለን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው በዓል ፋሲካ ምኽንያት ብምግባር ን100 ዓይነስውራት መኣዲ ኣካፊለን።

እቲ ቤት ፅሕፈት ንጉድኣት ኣካል ጠመተ ብምሃብ ዝተፈላለዩ ድጋፍ ክህብ ፀኒሑ እዩ።

ንቐፃሊ እውን ብዝተፈላለዩ ምንቅስቓስ ንጉድኣት ኣካል ዝገብሮ ድጋፍ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የመላኽት።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.