Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብራዚል ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብራዚል ማውሮ ቪዬራ ዘቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበረዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብራዚል ማውሮ ቪዬራ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣድሂብና ዘቲና ኢሎም።

ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ብራዚልን ዘሎ ርክብ ንምጥንኻርን ኣብ ብዝሃ ወገንን ዘተ ክንገብር ኢና ክብሉ ገሊፆም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.