Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ሱዳን ብዝምልከት ካብ ዝተዛረቡዎ

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ሱዳን ብዝምልከት ካብ ዝተዛረቡዎ

ካብ ቀደም ጀሚሩ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ናይ ዶብ ወሰን ዘይምክላሉ ስዒቡ ሕቶ ይግበአኒ ኣሎ፤  ነዚ መሰረት ብምግባር እውን ጎንፂታት ነይሮም፤ እዚ ንምፍታሕ ድማ ክልቲአን ሃገራት ሓበራዊ ኮሚቴ ኣጣይሸን እናሰርሓ ይርከባ፡፡

ምክልላድ ናይ ዶብ ወሰን እቲ ጉዳይ ብዝርርብን ብልዝብን ንምፍታሕ እናሰተርሐ ይርከብ፡፡ ጠቓሚ መገዲ እውን እዚ ኢዩ፡፡

ደቡብ ሱዳን ብዝምልከት፥ “ደቡብ ሱዳን ሃገርና ንምውራር” ዝብል ሓሳብ ክተዝስተኻኸል ይግባእ፤ ይኹን እምበር 20 ሺሕ ከፍቲ እናኾብኮቡ ዝመፅኡ ሰበኽ ሳግም ኣለዉ፣ እዚ ፀገም ንምፍታሕ ምስ መንግስቲ ደቡብ ሱዳን እናተዛተና ንርከብ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.