Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ብሄራዊ መዓልቲ ሕቡራት ኤምሬትስ ዓረብ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበበ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ብሄራዊ መዓልቲ ሕቡራት ኤምሬትስ ዓረብ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ንሓወይን መሓዛየን ልኡል ወራሲ ዓራት ሼኽ መሓመድ ቢን ዛይድ ኣል ነህያን እንኳዕ ንመበል 51 ብሄራዊ መዓልቲ ሕቡራት ኤምሬትስ ዓረብ ኣብፀሐካ” ኢሎም።

ብተወሳኺ ንዝተኸበረ ህዝቢ ሕቡራት ኤምሬትስ ዓረብ እንኳዕ ንመበል 51 ብሄራዊ መዓልቲ ኣብፀሐካ ክብሉ ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.