Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ደም ንክልገስ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣  29 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ደም ንክልገስ ፃውዒት ኣቕሪቦም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ንሰራዊትና ደም ንለግስ፣ መንበሪ ኣባይቲ ዓቕሚ ዘይብሎም ወገናት ነሐደስ ኢሎም።

ብተወሳኺ ሓምለዋይ ኣሰርና ብምንባር እቶት ግብርና ነሰስን ዝበሉ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ዓቕሚ ምፍፃም ኣብያተ ዕዮ ክብ ብምባል ብምስራሕ ሕድሕድ ሰብ ትፅቢት ካብ ዝግበረሉ ንላዕሊ ሓላፍነቱ ክዋፃእ ከምዝግባእ ገሊፆም።

እዚ ብምግባር ኩሉ ነገር ከምዝስተኻኸል ድማ ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.