Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ማእኸል እፅዋት ፓርክ ሓድነት፣ ቤተ መዛግብቲን ማእኸል ሕክምና ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ማእኸል እፅዋት ፓርክ ሓድነት፣ ቤተ መዛግብቲን ማእኸል ሕክምና ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን መሪቖም ከፊቶም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ማእኸል እፅዋት ኣብ ረብሓ ውዒሉ ኣብ ዘይፈልጥ ቦታ ዝተሰርሐ ከምዝኾነ ገሊፆም።

ቤተ መዛግብቲን ማእኸል ሕክምናን ሓድነት ድማ ብዙሓት ስራሕቲ ምዝማን ብምክያድ ደረጀኦም ዝሓለዉ ንክኾኑ ከምዝተገበረ ኣረዲኦም።

ብተመሳሳሊ ቦታ ብዝግባእን ውፅኢታዊን ብዝኾነ መገዲ ምጥቃም ከብሪ ንምውሳኽ ኣድላዪ ኢዩ ክብሉ ኣብሪሆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.