Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣባላት ፓርቲታት ፖለቲካን  ጉጅለ ምንዳይ ሰለስቲኣዊ መፍትሕን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣባላት ፓርቲታት ፖለቲካን  ጉጅለ ምንዳይ ሰለስቲኣዊ መፍትሕን ዘቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ናይ ኢትዮጵያ መትከል ኢድ ኣእታውነት ዘይ ምህላው ንባዕላ ጥራሕ ዘይኮነስ ንካልኦት እውን ዝሰርሕ ከምዝኾነ ኣረጋጊፆም።

ህዝቢ ሱዳንን ኩሎም ፓርቲታት ፖለቲካን ሃገራዊ መፍትሒታት ንክናድዩ ምትብበዖም ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.