Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ሉእላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር ሪፐብሊክ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥሪ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ሉእላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር ሪፐብሊክ ሱዳን ጄኔራል ኣብደል ፈታሕ ኣል ቡርሃን ዘቲዮም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ ኣብቲ ዘተ ህዝቢ ሱዳን ብዘይ ምንም ኢድ ኣእታውነት ዝጀመርዎ ከይዲ ፖለቲካ ብዓወት ንምምራሕ ዘለዎም ጥበብን ብቕዓትን ንኢዶም።

ኣብቲ ዝተጀመረ ከይዲ ዘተ ኢትዮጵያ ምስ ሱዳን ዘለዋ ሽርክና ምግላፆም ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘውፅኦ ሓበሬታ ገሊፁ።

ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ናብ ሱዳን ምምርሑ ይዝከር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.