Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዝተረኸብሉ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ፍርቂ ዓመት ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸብሉ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ሽዱሽተ ኣዋርሕ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ ገምጋም ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ዝተፈፀሙ ተግባራት ብዝምልከት ዘተ ይግበረሉ ከምዘሎ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.