Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ሎሚ ናብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ከቕርቡ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ሎሚ ናብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ከቕርቡ ኢዮም።

እቲ ባይቶ  ኣብ ዘሳልጦ መበል 11 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብቲ ዝቐርብ ፀብፃብ ዝጠመቱ ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ንዝለዓሉ እዋናዊን ሃገራዊን ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ክወሃብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እቲ ኣኼባ ሰዓት 3፡00 ቅድሚ ቀትሪ ከምዝጅምር ካብቲ ባይቶ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.