Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ፕሬዚዳንት ሱዳን ተዛቲዮም   

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ፕሬዚዳንት ሱዳን ሳልቫ ኪር ተዛቲዮም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኒሃል ዴንግ ኒሃልን ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ኣብ ክልቲኣዊ ሃገራዊ ጉዳያት ብፍላይ ድማ ኣብ ልምዓት ኢኮኖሚ፣ ሰላምን ድሕንነትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ዝዓለመ ልዝብ ኣካይዶም።

ከምኡ ‘ውን  ቀጠናዊ ምትእስሳር ብዝምልከት ዘተ ከምዝገበሩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ መረዳእታ ይሕብር።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.