Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ንህዝቢን መንግስቲን ቻይና መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ሓዱሽ ዓመት ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ንህዝቢን መንግስቲን ቻይና ሓዱሽ ዓመት ቻይና ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሓዱሽ ዓመት ቻይና ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ቻይና ኣብ ኣፀጋሚ እዋን ንኢትዮጵያ ዝገበረቶ ሓገዝ ህዝቢን መንግስቲን ኢትዮጵያ ልዑል ምስጋና ከምዘቕርብ ገሊፆም።

ቻይናውያን 2022 ሓዱሽ ዓመቶም ፅባሕ ክቕበሉ ኢዮም::

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.