Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚ/ር ዶ/ር ኣቢይ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ሓዱሽ ዓመት 2020 ፈረንጂ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ  ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምእታው ሓዱሽ ዓመት 2020 ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣመልኪቶም ንማሕበረሰብ ዓለምን ኣብ ወፃኢ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ሓዱሽ ዓመት 2020 ናይ ብልፅግና ዘመን ንኽኸውን ዘለዎም ሰናይ ትምኒት ገሊፆም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.