Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚ/ር ዶ/ር ኣቢይ ንሰለስተ ሚኒስትራት ሽመት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንሰለስተ ሚኒስትራት ሽመት ሂቦም።

ብመሰረት እዚ ዶክተር ኢንጅነር ጌታሁን መኩሪያ ሚኒስትር ትምህርቲ፣ ኣይተ መላኩ ኣለበል ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ከምኡ እውን ዶክተር ኣብርሃም በላይ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኮይኖም ተሸይሞም።

ወይዘሮ ፈትለወርቅ ገብረእግዚኣብሄር ካብ ወርሒ ጥቅምቲ 2011 ዓ.ም ጀሚረን ክሳብ ሕዚ ሚኒስትር ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ፌዴሪኢ ኮይነን ከምዘገልገላ ይፍለጥ።

እቶም ሚኒስትራት ካብ 6 ጥሪ 2012 ዓ.ም ጀሚሮም ምሻሞም ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ፍልፍል ብምግባር ኢቢሲ ፀብፂቡ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.