Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንፈለማ እዋን ምስ ኣተሓባባሪ ኮሚቴ ኣተገባብራ ስምምዕነት ሰላም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንፈለማ እዋን ምስ ኮሚቴ ኣተሓባባሪ ትግበራ ስምምዕነት ሰላም ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ክሳብ ሕዚ ኣብ ኣፈፃፅማ ስምምዕነት ሰላም ዝተሳለጡ ተግባራት ዝተገምገሙ እንትኾኑ÷ ኣብ ቀፃሊ ትኹረት ኣብ ዘድልዮም ጉዳያት ኣንፈት ተቐሚጡ፡፡

መተሓባበርቲ ኮሚቴ ድርድር ሰላም ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፈላማይ ርክብ ገፅ ንገፅ ገይሮም ዘዘለዉ÷ ኣካል ፕሮጀክት ገበታ ንሃገር ኣብ ዝኾነ ሃላላ ኬላ ኢዩ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.