Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ላእለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ላእለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም ይዛተዩ ኣለዉ።

እቲ ኣብ ኩነታት ፀፅታ ኢትጵያን እናጋጠሙ ዝርከቡ ተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ሓደጋታት ዘተኮረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.