Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ ቤስሌይ ተዛቲዮም።

ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዛት ብምትሕብባር እናተፃወተቶ ብዛዕባ ትርከብ ግደን ኣብ ሓገዝ ትልሚ ሓምለዋይ ዓሸራ እዚ ዓመትን ኣድሂቦም ምዝታዮም እቶም ቀዳማይ ሚኒትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ፅሑፎም።

ብተወሳኺ ኢትዮጵያ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅን ፍርያት ንምድንፋዕን ትገብሮ ዘላ ፃዕሪ ኣመልቶም ተላዚቦም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.