Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ጄ ብሊንከን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስት%ር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ጄ ብሊንከን ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኩነታትን እዋናዊ ዛዕባን ብዝምልከት ተዛቲዮም።

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ጄ ብሊንከን ኣብ ትዊተር ገፆም ከምዝበልዎ፥ ሃገሮም ምስ ኢትዮጵያ ንምስራሕን ርክባ ንምጥንኻርን ቁርፀኛ ከምዝኾነት ገሊፆም።

ኣብ ትግራይ ድሕንነት ዜጋታት ምሕላውን ሰብኣዊ ደገፍ ተበፃሒ ምግባርን ብዝምልከት እውን ተዛቲዮም።

ኣሜሪካ ኣድላዪ ድጋፍን ምትሕብባርን ንምግባር ቁርፀኛ ከምዝኾነት እውን እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፆም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.