Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ምእካብ ዝራእቲ ንዝተዋፈሩ ተምሃሮን መምህራንን ናእደኦም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብዚ ሰሙን ዝራእቲ ንምእካብ ንዝተዋፈሩ ተምሃሮን መምህራንን 2ይ ብርኪ ትምህርቲ ዘለዎም ናእዳ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ኣብዚ ሰሙን ዝባፅሑ ናይ ሓረስቶት ዝራእቲ ንምእካብ ናብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝተዋፈሩ ተምሃሮን ካልኣይ ብርኪ ትምህርቲ መምህራንን ተምሃሮን ንኢዶም፡፡

“ከም ሃገር ብሓድነት ኮይንና ብፅዓት ጉዕዞና ክንቅፅል ኢና” ኢሎም፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.