Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ኣብ ጅግጅጋ ተሃኒፆም ንኣገልግሎት ክፍቲ ዝኾኑ መገዲታት ተዘዋዊሮም ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ኣብ ጅግጅጋ ተሃኒፆም ንኣገልግሎት ክፍቲ ዝኾኑ መገዲታት ተዘዋዊሮም ጎብኒዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ሓዊሱ ምስ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ብምዃን ንኣገልግሎት ዝበቕዑ መገዲታት ኣስፋልት ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ፣ ቀበሌ 05፣ ዱኣሌ ከምኡ እውን ኣስፋልት መገዲ ሼኽ ኑር ኢሴን ኣየር ደጋን ተዘዋዊሮም ተመልኪቶም።

ከም ፀብፃብ ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ እንተኾይኑ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብቲ ክልል ዝነበሮም ፃንሒት ዛዚሞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም ኢዮም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.