Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ዩኒቨርሲቲ እንጂባራ ቀፅሩ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ምቹው ንምግባር ዘሳለጦ ስራሕንኢዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዩኒቨርሲቲ እንጂባራ ቀፅሩ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ምቹው ንምግባር ዘሳለጦ ስራሕንኢዶም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓለለፉዎ ፅሑፍ÷ “ዩኒቨርሲቲ እንጂባራ ቀፅሩ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ምቹው ንምግባር መምሀሪ ስራሕሰሪሑ ኢዩ” ኢሎም።

እቲ ዩኒቨርሲቲ ቀፅሩ ብምውቃብ ዝሰርሖ ዘኹዕ ስራሕ ፀገም ማሕበረሰብ እቲ ከባቢ ኣብም ፍታሕን ብብርኪ ዓለም ዝወዳደሩ ሙሁራን ኣብ ምፍራሕን ክደግሞ ኢዩ ዝብል እምነት ከምዘለዎም ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.