Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ ምስ ም/ፕሬዚዳንትን ላዕለዋይ ተወካሊን ፖሊሲ ድሕንነት ጉዳያት ወፃኢ ሕብረት ኣውሮፓ ጆሴፍ ቦሬል ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንትን ላዕለዋይ ተወካሊን ፖሊሲ ድሕንነት ጉዳያት ወፃኢ ሕብረት ኣውሮፓ ጆሴፍ ቦሬል ተዛቲዮም።

ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ኣፍሪካን ኣውሮፓን ብምኽኒያት ቫይረስኮሮና(ኮቪድ19) ዝበፅሐን ፈተና ብዝምልከት ተላዚቦም።

ብተወሳኺ እቲ ቫይረስ ዝኸፍአ ሓደጋ ቅድሚ ምብፅሑ ብሓባር ብምዃን ንምክልኻል ዘኽእል ስምምዕነት ከምዝገበሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶከተር ኣቢይ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ ዝወዝዕዎ ሓበሬታ የረድእ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.