Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ ቫይረስኮሮና ብዝምልከት ምስ ሙሳ ፋኪ ማህማት፣ ቶኒ ብሌርን ጎርደን ብራውንን ብ “ቴሌፎን” ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ቫይረስኮሮና (ኮቪድ 19) ብዝምልከት ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማህማት፣ ቀዳማይ ሚኒስትር ብሪታኒያ ነበር ቶኒ ብሌርን ጎርደን ብራውንን ብ “ቴሌፎን” ተዛቲዮም።

ኣብ እዋን እቲ ዘተ፥ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ቫይረስኮሮና(ኮቪድ 19) ብሓባር ብምዃን ብብርኪ ኣህጉር ከመይ ክሰርሑ ከምዝግባእ ከምዝተላዘቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ፌስ ቡክ ገፆም ፅሒፎም።

እዋናውን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.