Fana: At a Speed of Life!

ቅድሚ 110 ዓመት ኣብ ሃረሪ ቆንስላ ቱርኪ ዝነበረ ማእኸል ባህሊ ቱርኪ ብምዃን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ 110 ዓመት ኣብ ሃረሪ ቆንስላ ቱርኪ ዝነበረ ማእኸል ባህሊ ቱርኪ ብምዃን ተኸፊቱ።

እቲ ማእኸል ኣምባሳደር ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ያፕራቅ ኣልፕ መሪቖም ዝኸፈተዎ እንትኾኑ፥ እቲ ህንፃ ቱርኪ ትሕቲ ሰሃራ ምስ ዘለዋ ሃገራት ኣፍሪካ ዝነበራ ርክብ ዘመላኽት ኢዩ ተባሂሉ።

እቲ ማእኸል ታሪኻዊ ርክብ ኢትዮጵያን ቱርኪን ዘርእይ ብምኻን ምሕዳሱ ኤምባሲ ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ዘውፅኦ መረዳእታ ይሕብር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.