Fana: At a Speed of Life!

በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣዲስ ኣበባ ክዳን መስመር ፈሳሲ እታ ከተማ ካብ ፕላስቲክ ብዝተሰርሐ ክዳን ክቕይር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣዲስ ኣበባ ቅድሚ ሕዚ እናተጠቐመሉ ዝነበረ ሓፂን ክዳን መስመር ፈሳሲ እታ ከተማ ካብ ፕላስቲክ ብዝተሰርሐ ክዳን ክቕይር ኢዩ።

ስለዝኾነ ድማ እቲ በዓል መዚ ዓለም ለኸ ጨረታ ብምውፃእ ብ20 ሚሊየን ብር ወፃአ 4 ሺሕን 800 መኽደኒ ካብ ሃገረ ህንዲ ከምዝተረከበ ኣፍሊጡ፡፡

እቶም ካብ ፕላስቲክ ዝተሰርሑ ክዳናት ክሳብ 20 ዓመት ኣገልግሎት ክህቡ ዝኽእሉ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.