Fana: At a Speed of Life!

በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ነቲ በዓል ድምቀት መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ-ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 1 ሺሕን 442 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ነቲ በዓል ድምቀት ክበሃል ሰዓት 12 ንጎሆ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ ክብል ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ።

እቲ ኮሚሽን ፖሊስ ንሰዓብቲ እምነት እስልምና እቲ በዓል ናይ ሰላምን ታሕጓስን ክኾነሎም ተመኒዩ።

መበል 1 ሺሕን 442 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ፅባሕ ኣበ መላእ ዓለም ክኽበር ኢዩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.