Fana: At a Speed of Life!

በዓል ጥምቀት ብተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ብመላእ ተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ።

በዓል ጥምቀት ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ናይ ኩለን ኣድባራት ታቦታት ካብ ድሮ እቲ በዓል ጀሚረን ናብ ዝተሰናድኡ ባሕረ ጥምቀታት ብምኻድ መዘምራን፣ ካህናት፣ ዲያቆናት፣ ምእመናንን ዕዱማትን ኣብ ዝተረኸቡሉ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓቱ ሓሊዩ ብድምቀት ዝኽበር በዓል ኢዩ።

ሎሚ መዓልቲ እውን ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት እናተኸበረ ይርከብ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.